Loading
ክድቅስ ኽትንስእ ዝሕጎሰሉ ኣብ ኩለን መዓልታተይ ዝሕበነሉ እሙን ቓል ኣሎካ ዝበልካኒ ኩሉ ሳዕ ክዝምረልካ ዝደረክኒ//2 እሙን ዩ--- የሱስይ ቃልኻ እሙን ዩ //4 ሰለዚ እዝምረልካ ሃሃ እወድሰካ ናዓካ ጎይታ ሰለዚ ኽዝምረልክ ክቃነየልካ //2 ኡሙን ኢካ የሱስይ እሙን ኢኻ ኡሙን ኢካ ጎይታይ እሙን ኢኻ//3 እሙን ዩ--- የሱስይ ቃልኻ እሙን ዩ //4 ኣፈይ ከፊተ የመስግነካ ክዝመር ነቲ ዓቢ ግብርካ ክሉ ግዜ ይሕጎስ ኣነ ብኣካ ኣምላከይ ንስካ እሙን ኢካ //2 እሙን ዩ--- የሱስይ ቃልኻ እሙን ዩ //4 ኡሙን ኢካ የሱስይ እሙን ኢኻ ኡሙን ኢካ ጎይታይ እሙን ኢኻ//3
Comments
Comments, source notes, and missing-line fixes from contributors.
Revision history
Approved updates stay visible so the editing trail remains transparent.